ሐበሬታ ንስደኛታት

ሳንዱቕ ሐበሬታ

ብዛዕባ WELCOMM ሃገራት ከምእውን ዳግመ ሰፈራ እንታይ ማለት ምዃኑ ምፍላጥ ትደሊ ዶ? አብዚ ዝስዕብ ሐበሬታ ብዛዕባ ሃገራት፣ ሕብረተሰባት ፣ህዝቢ፣ መዓልታዊ ህይወትን ካልእን ምርካብ ይከኣል። ብተወሳኺ ኣብዘን ሃገራት ዑቕባ ምርካብ እንታይ ከምዝመስልን ፡ ከምእውን መሰላትን ግቡኣትን የጠቃልል።

መምርሒ ደብተር

አፍልጦ ብዛዕባ አገልግሎታት ደገፍ አብ ሃገራት WELCOMM ትደሊ ዶ? አብዚ ዝስዕብ ሐበሬታ ብዛዕባ ስርዓት ማሕበራዊ ውሕስነትን አገልግሎት ንምጅማር መስርሕ ዝኣክል ምርካብ ይከኣል። እዚ ማለት ድማ ትምህርቲ፣ ስራሕ፣ ቀጻሊ ህይወት ከመይ ከም እትመርሕን ማለት ይኸውን።

ስልጠናታት ቛንቛ

Online ስልጠና ቛንቛ WELCOMM

Online ስልጠና ንቛንቛ ስሎቬንያን ክርዋትያን ንመሰረታውያን ጀመርቲ ወይ ተጠቀምቲ

ንቛንቛ ኢጣልያን ጀርመንን Online ንኩሎም ተጠቐምቲ

ስልጠና ንቛንቛ ስሎቬንያን ክርዋትያን ንመሰረታውያን ጀመርቲ ወይ ተጠቀምቲ

ንቛንቛ ኢጣልያን ጀርመንን Online ንኩሎም ተጠቐምቲ