Legal aid in Slovenia

መን ደገፍ ሕጊ ክረክብ ይክእል?

መብዛሕቲኡ ወፃእኛታት መሰል ኣፍልጦ መሰል ስራሕ ተተሓሒዙ  ኣድልዎ ወይ ከኣ ዓመጽ እንትበፅሖም ነፃ ናይ ሕጊ ድጋፍ ይረክቡ ነገር ግን ነፃ ናይ ሕጊ ድጋፍ እትረክብ ምንም ዓይነት እቶት ተዘይብልካ ይከዉን፡፡

ሓታቲ ዕቁባ እንተኮይንካ ንከይዲ ሕቶ ዕቁባካ ነፃ ሕጋዊ ድጋፍ ትረክብ ትክእል እንድሕር ድኣ ሕቶ ዕቁባኻ ተነፂጉ እቶም በዓል ስልጣናት ብዛዕባ መሰል ምርካብ ነፃ ናይ ሕጊ ድጋፍ ዘፍልጡካ ይኮኑ ስለዚ ጉዳይካ ዝሓዘ በዓል ስልጣን ኣብ ቅድሚ ቤት ፍርዲ ብነፃ  ክዉክሉካ ዝክእሉ ዝርዝር በዓል ሙያታት ሕጊ ይህበካ ፡፡

እንድሕር ድኣ መሰል ዓለም ለኸ ሓለዋ ተዋሂቡካን ናይ ምዉሃድ ኣማኻሪ ብዛዕባ መሰልካ ግቡእካ ተክእሎታት ዝመርሐካን ተመዲቡልካን ዘፍልጠካ ይከዉን ምክሪ ሓገዝ ደሊካ እሞ ድማ እኩል ገንዘብ ተዘይሀሉዩካ ነፃ ናይ ሕጊ ድጋፍ ትረክብ

ንሓተቲ ዕቑባን ስደተኛታትን ሓገዝ ምክሪ ሓገዝ መን እዩ ዝህብ?

እንድሕር ድኣ ስደተኛ ኮይንካ ሓገዝ ዉዳበታት ሲቪል ማሕበራት ምሕታት ይከኣል ወሃብቲ ሓገዝ ሕጊ መሰልካን ግቡእካን ይነግሩካን ከም እትጥቀመሎምን ይሕብሩካ ኣድላይ እንተኮየኑ ዉን ጉዳይካ ዝምልከቶመ ትካላት የራኽቡካ (ንኣብነት ሓለፍቲ ሓበስቲ ንብዓት ወይ ካልኦት መገድታት)፡፡

ነፃ ሓገዝ ምክሪ ሕጊ ዝህቡ ዉድባት

ቋንቋ ሓደ ሓደ ዉድባት ምፅንባር ስድራ ሓገዝ እትትገብራ (PIC, Slovene Philanthropy) ካልኦት ድማ ኣብ ምንዳይ ስድራ ይሕግዛ(Red Cross).